ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)

Up next

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)

ንሎሚ 27 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ። 

ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡

በሃር ድምጻዊት 'ካንትሪ ሙዚክ" ዶሊ ፓርትን ኣብ መበል 80 ዓመታ ዓሪፋ ። ንሳ ብናይ ነዊሕ ዕድመ ከም ደራሲት ሙዚቃ ጥራይ ዘይኮነስ ከም ገባር ሰናይ: ብምምዕባል ቤተ-መጻሕፍቲ'ውን ተዘኪራ ትነብር እያ። ኣብቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝቐጸለ ሞያ ፡ ካብ 55 ሕጸ ስልማት ፡ 10 ናይ ግራሚ ሽልማት ብምውሳድ ኣብ ታሪኽ ሳልሰይቲ ብብዝሒ ንስልማት ዝተሓጽየት ጓል-ኣንስተይቲ ክትከውን ኪኢላ ። ኣብ 80 ዓመት ዕድሚኣ ብሕማም መንሽሮ ንሓጺር እዋ ...  Show more

Recommended Episodes

ኢትዮ-ቴሌኮም በ2017 በጀት የማሻሻያና የግንባታ ዕቅዶችን ወደ ተግባር ለመቀየር ከአንድ ቢሊየን የአሜሪካ ዶላር በላይ መመደቡን አስታወቀ
SBS Amharic - ኤስ.ቢ.ኤስ አማርኛ

በግብፅ የሚገኙ ኢትዮጵያውያን ስደተኞች ለእንግልትና ለዘፈቀደ እሥር እየተዳረጉ መሆናቸው ተናገሩ