SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Release Date

Latest Episode

ኣብ ኣውስትራሊያ ባህሊ ኣበዓዕላ ልደት (Christmas) ከመይ ይመስል? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ኣውስትራሊያዊያን ንገለ ገለ ኣውሮጳዊ ባህላዊ ኣበዓዕላታት ልደት (ክሪስማስ) ይኽተሉ እዮም። ናይ ገዛእ ርእሶም ባህሊ'ውን ኣማዕቢሎም እዮም። እቲ ጽቡቕ ነገር ኣብ ኣውስትራሊያ በዓል ልደት ወይ ክሪስማስ ንምብዓል ብዙሕ መገዲታት ምህላዎም እዩ። እዚ መደብ ንገለ ኣገባባት ኣበዓዕላ ክሪስማስ ኣብ ኣውስትራሊያ ክርእይ እዩ። 

All Episodes

ኣብ ኣውስትራሊያ ባህሊ ኣበዓዕላ ልደት (Christmas) ከመይ ይመስል? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ኣውስትራሊያዊያን ንገለ ገለ ኣውሮጳዊ ባህላዊ ኣበዓዕላታት ልደት (ክሪስማስ) ይኽተሉ እዮም። ናይ ገዛእ ርእሶም ባህሊ'ውን ኣማዕቢሎም እዮም። እቲ ጽቡቕ ነገር ኣብ ኣውስትራሊያ በዓል ልደት ወይ ክሪስማስ ንምብዓል ብዙሕ መገዲታት ምህላዎም እዩ። እዚ መደብ ንገለ ኣገባባት ኣበዓዕላ ክሪስማስ ኣብ ኣውስትራሊያ ክርእይ እዩ። 

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) ክቡራት ሰማዕትና ንኩልኹም ተብዕሉ ርሑስ በዓል ልደት ክኾነልኩም ንምነ! ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ክኾነልኩም ንምነ። ኣብ'ዚ መደብ ዜና ኣውስትራልያን ዓለምን፣ ንወጥሪ ኣሜሪካን ቨነዝወላን ዝትንትን እዋናዊ ትሕዝቶ፣ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ስነስርዓት ዝኽሪ በሃር ስነጥበባዊ ኤርትራዊ በረኸብ መንግስትኣብ (14 ታሕሳስ 2025 ኣብ ክተማ መልበርን ዝተኻየደ) ከምኡ' ...  Show more

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ባይቶ ግዝኣታዊ መንግስቲ ኒውሳውዝዌልስ ድሕሪ ግብረሽበራዊ መጥቃዕታት ተቓውሞታት ወይ ሰልፍታት ከይካየዱ ዝድርቱ ሕግታት ኣጽዲቑ፣ * ንፖሊስ ህዝባዊ ዋዕላታት ናይ ምድራት ስልጣን ዝህብ ሕጊ፡ ነቲ 26 ጥሪ ዝካየድ ሕጋውን ሰላማውን ተቓውሞታት ከይድርት ስክፍታ ፈጢሩ፣ * ጠለብ ኣገልግሎት ንደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝለዓለ ቁጽሪ ከምዝበጽሐ ተገሊጹ፣ 

ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዝ ንኢዱ፣ (ጸብጻባት ልኡኽና)

ጸብጻባት ልኡኽና (25 ታሕሳስ 2025) * ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዝ ንኢዱ፣ * ባጤራ ኢትዮጵያ ዝኾነ ብር ኣብ'ዚ ዝዛዘም ዘሎ ዓመት 2025 ጥራሕ ምስ ዶላር ኣሜሪካ ካብ ዝነበሮ ዋጋ ብ15 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ተሓቢሩ፣ * ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሽልማት ኔልሰን ማንዴላ ተቐቢሉ፣ * ሓድሕዳዊ ኲናት ሱዳን ናብ ከም ኢትዮጵያ ...  Show more

US, Venezuela edge closer to serious confrontation - ኣሜሪካን ቨነዝወላን ናብ ከቢድ ምትፍናን ገጸን ይቐርባ

The United States and Venezuela are edging closer to a serious diplomatic confrontation, after the US seized two oil tankers linked to the Venezuelan government in international waters, with a third now under pursuit. Venezuela accuses the US of piracy and an illegal naval blocka ...  Show more